Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሃካይንዴ ሂቺለማ ኣብ መበል 37 ሱሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ ሚኒስቴር…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሓጋዚት ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ (ዩኤንዲፒ)ን ከምኡ እውን ዳይሬክተር ሪጅናል ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ኣሁና ኢዛኩኗ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ…

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ 9ይ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ናብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ወላይታ ሶዶ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከይዲ…

እንምነያ ኣፍሪካ ንምህናፅ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝስላዕ ሃፍቲ ክብ ምባል ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣጀንዳ 2063 እንምነያ ኣፍሪካ ንምህናፅ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝስላዕ ሃፍቲ ክብ ምባል ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ዓመተ ትምህርቲ ብዝብል ዝተሰየመ እንትኸውን፥ “ንመበል 21 ክፍለ ዘበን…

እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ዩኔስኮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ስቴፋኒያ ጃኒኒ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዓውዲ ትምህርቲ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ብሓባር…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ  ስሪል ራማፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎሳ ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣቀባብላ…

ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ማእኸላት ምገባ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምዃን ኣብ ማእኸላት ምገባ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተስፋ ብርሃንን መቅደላን ዑደት ኣሳሊጠን። ብተወሳኺ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸዉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝተኻየደ ዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ንዝርከቡ ኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…