Fana: At a Speed of Life!

መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ- ፕሬዚዳንት መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያን ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ክካየድ ናይ ዝቐነየ  መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ…

ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ሎሚ መዓከልቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪፊካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም። ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ ንትራንስፎርሜሽን፣ ሃፍቲ ፈጠራ፣ ውሕስነት ምግብን ቀረብ ዝተመጣጠነ መግብን፣ ምዕባለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ሓስንን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳይት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም። ተቃላሳይ ናፅነትን ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያን ጁሊየስ ኔሬሬ ኣብ ቅሪ ሕብረት ኣፍሪካ…

ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ -ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ ምግባር ተወዳደርቲን ተረባሐቲን ክኾና ካብ ምኽኣሉ ብተወሳኺ መሰለን ፈሊጠንን ኣኽቢረንን ብናፅነት ክነብራ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው "ነዓኣ…

ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ተቖፃፂራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ከምዝተቖፃፀሩ ኣፍሊጦም። እታ ከተማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሓይሊታት ሩሲያ ዝወዓለት ወታደራዊ ሓገዝ ኣሜሪካ ምድንጓዩ ስዒቡ ዩክሬን ሕፅረት ተተኳሲ ስለዘጋጠማ ከተማ ኣዲቪካ ለቒቓ…

ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብደቂ ኣንስትዮ ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ፓርክ ሕውነት ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ተሳተፍቲ ኣብ ዝገበረ ዓውደ ምርኢት ዑደት ከምዝገበራ ገሊፀን፡፡ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…

ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ሳይንስን እታ ሃገር ፍሌሲ ሙታቲ ገሊፆም፡፡ “ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሸን ካብ ዛምቢያ ብዝበለፀ ደረጃ ስለትርከብ ኣብቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፣ ኣፍሪካ ንምዕባለኣ ክትጥቀመሎም ዝግበኣ ምህዞ፣ ዕድል ስራሕን ስጉምቲታት ቴክሎጂታትን መናእሰይ ጠመተ…