Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ። እቲ ኣኼባ መሪሕ ፓርቲ ሩሲያ "ዩናይትድ ራሺያ ፓርቲ"ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ሞስኮ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መለእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ክልል ኣምሓራ ጠመተ ብምግባር ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…

ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ/ኤድስ ፈቓዱ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ጨፌ ኦሮሚያ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ መበል 6ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ዝነበሩ ታዬ ደንደኣ 2 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተተሓሒዙ…

ጨፌ ኦሮሚያ  ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣብዱላዚዝ ዳውድ (ዶ/ር)---ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል 2.ኣብዲ ዩያ  (ዶ/ር)   ----- --ኮሚሸነር ኮሚሽን ፕላንን…

ህንፀት ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ይዛዘም ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 10 ኣዋርሕ ህንፀቱ ዝተጀመረ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ማእኸል ዝርከበሉ ብርኪ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን ዝቐርብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዘዳምፅ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪላ ዝተሳተፉ መራሕቲን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ዝተፈላለያ ሃገራት ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ ጋና፣ ብሩንዲን ዚምባቡዌን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው…

ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ በዓል መዚ ሲቪል አቪየሽን  ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ እንዳለ ኣሰፋ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ኢትዮጵያ ሀንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ይካየዱ…

መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ- ፕሬዚዳንት መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያን ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ክካየድ ናይ ዝቐነየ  መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ…