Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…

ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኢንቨስመነት ኢትዮጵያ ዳጋቶ ኩምቤን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘቲዮም።…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሉእኻት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋንን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና-ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና ክብል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዋና ዳይሬክተር ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካን…

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒዶ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፥ ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ፓሊሲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ኣብቲ ዘተ…

መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 87 መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ሓውልቲ ሰማእታት ስድስት ኪሎ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ከንቲባ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተሳተፍቲ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ሉኣላዊነት ንምሕላው ቁልፊ ጉዳይ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ህዝቢ ዝለዓል ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር፣ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ሕቶታትን ምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።…

ንፕሬዚዳንት ሞሃመድ ኡልድ ኤል ጋዙዋኒ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ንዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ኣል ጋዙዋኒ ኣቦ መንበር እቲ ዓመት ኮይኖም ብምምራፆም ሎሚ መዓልቲ ናይ ’እንኳዕ ደስ በለኩም’ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ።…

ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ፍቃዱ በየነ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍቃዱ፥ ኣብ…