Fana: At a Speed of Life!

ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ፓሪሴንት ዥርሜይ ኪሊያን ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ሪያል ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ፡፡ ወዲ 25 ዓመት ፈረንሳዊ ምባፔ÷ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ፒ ኤስ ጂ ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ዘይራኸባ እንተኾይነን…

ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ን ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር መንሱር ቢን ሙሳለምን ክታሞም…

ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ዝርከብ 9ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። 9ይ ፎረም ከተማታት…

ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዘዐወትናዮምን ውፅኢታዊ ዝኾኑን ስራሕቲ እንተሃለዉ እውን ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

ንተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ድሬ ንዝፃወቱ ተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ። ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፅዋዕ ድሬ፥ ካብ 16 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ድሬዳዋ ክሳለጥ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉን ፃውዒት…

ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ ከብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፥ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…

ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን (ስቶክ ማርኬት ኤንድ ኤክስቼንጅ) ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቦርድ ኢንቬስትመንት…

2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ፕላንን ልምዓትን ብብርኪ ረቂቕ ዝተሰናደአ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ኣካይዱ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ኣድላይነት እቲ መድረኸ ገምጋም እታወታት…

ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ሓፈሻዊ እዋናዊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣመራርሓ ምቕራቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን…

ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…