ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ ሰለስቲኦም ክልላት ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ንግዲ፣ ማሕበራት ነጋዶን ውልቀ ዓውድታትን…