Fana: At a Speed of Life!

ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ማይ ሰሓብቲ ማይ ንምቕራብ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ሰሓብቲ ማይ (ፓምፕታት) ዝናብ ዝሓፅሮም ከባታት ማይ ንምምጣጥ ይኹን ንስራሕቲ ሕርሻ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኮትዲቯር ኣቢጃን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ንሽልማት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ሽልማት ሕፁይ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዜጋታት በዚ ሊንክ https://www.worldtravelawards.com/vote-r3#votenow ብምእታው ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክመርፁ እውን…

ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ጂኦ ሳይንስ ቻይና-ኣፍሪካ ክትከፍት ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጂኦሎጂካል ኢትዮጵያ ኣይተ ኢጃራ ተስፋዬ ምስ ፕሬዚዳንት ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ቻይና ሊ ጂንፋ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዓውዲ ጂኦሎጂካል ሰርቬይ ብምትሕብባር ምስራሐ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ልዕሊ 28 ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መላእ ካፋላት ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ። እቲ ስልጠና÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያታት ቦይንግን ቲንክ ያንግን…

ጆሃን ሩፐርት ቁጽሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፈሪካዊ ጆሃን ሩፐርት መጠን ሃፍቶም ናብ 14 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምዕባይ ቀዳማይ ሃፍታም ኣፍሪካ ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተሓቢሩ። ወናኒ ትካል መፍረዪ ክባራት ሰዓታት ሲ ፋይናንሺየር ሪችሞንት ዝኾኑ ወዲ 74 ዓመት ሩፐርት÷ መጠን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢፌዲሪ ሳህለወርቅ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱል ካማራን (ዶ/ር) ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ እቶም ተወካሊ ኣብ 7 ዓመታት ፃንሒቶም ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ልዑል ሓገዝ ምስጋና…

ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ከምዝተገበረ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ጉዮ ዋሪዮ ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ ብይቕሬታ ካብ ሞንጎ ዝተፈትሑ እተን 247 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተዛሪቦም፡፡…

ኣብዚ እዋን ክረምቲ 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ለሚዑ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ከምዝለምዐ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ዝራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢት ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኤጀንሲ መረጋገፂ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም 114 ሺሕን 600 ተምሃሮ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ከምዝወሰዱ…

ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ብሉፅ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ መት ተባሂሎም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ ኣሜሪካ ፑርዱ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ገቢሳ ኤጀታን (ፕ/ር) ኣብ ዝወገኑዎ ስራሕቲ ምርምር ሕርሻ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ ዓመት ብምግባር መሪፁዎም፡፡ ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዘካየዱዎ ምርምር “ሃይብሪድ”…