Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዞባዊ ፎረም ጉዳያት ፍልሰት ሚኒስትራት ምብራቕ ኣፍሪካን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዓሰርተ ኣባል ሃገራት እቲ ቀጠና፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት፣ ትካል በይነ…

ን5 ዓመታት ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ኣዲስ ወግ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻደ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ብመፅሓፍ ተሰኒዱ ንንባብ በቒዑ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ኣደባባይ ዝንፀባረቑ ሓሳባት ናብ መድረኽ…

ዩክሬን ምስ ሩሲያን ኣብ ዝተኻየደ ኲናት 31 ሺሕ ወተሃደራት ከምዝሞትዋ ንፈለማ እዋን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚይር ዘለንስኪ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብሓፈሻ 31 ሺሕ ወተሃደራት ከምዝሞትዎም ንፈለማ እዋን ተዛሪቦም። ይኹን እንበር ቁፅሪ ኣብቲ ኲናት ዝቖሰሉ ወተሃደራት ንምግላፅ ድልየት ከምዘይብሎም…

ኣብ ዱከም በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ክፍለ ከተማ ዱከም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ሓንቲ ሲኖትራክ ተሽከርካሪት ምስ ክልተ ሚኒባሳትን ሓንቲ ላንድ ክሮዘር መኪናን ብምግጫዋ ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሸውዓተ ሰባት…

ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ እቲ ክልል ብሓላፍነት ንዝሰርሑ ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፡- 1. ኣይተ ኣስር ኢብራሂም - ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን 2. ኣይተ ኣልጀሊ ሙሳ - ዋና ዳይሬክተር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለምን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ናይ ህፃናት ሕማም ቆርበት መፍለዪ ሲስተም ደርምኔት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደርምኔት ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ውፅኢት ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ ኢዩ፡፡ እቲ ስርዓት ሕማም ህማም ቆርበት ህፃናት ንምልላይ ዝሰርሕ ከምዝኾነ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ። ከምኡ እውን…

“ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሓዱሽ ወግዒ” ሓሳብ…

ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሳጡ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ሰብ ተኮር ተግባራት ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓምሓራ ኣብዱ…