ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝግምግም ተገሊፁ። ረቂቕ ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ኣፅዋር ኲናትን ገንዘብን ሓቢኦም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንበሪ ገዛ ኣፅዋር ኲናትን ገንዘብን ሓቢኦም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ጠበንጃ፣ ሽጉጥ፣ ጥይትን ለዕሊ 1 ሚሊየን ብር ብኤግዚቢትነት ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ። ኣብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Feb 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ሰላም ሙሉእ ንክኸውን ካብ ስኑዕ ሓበሬታ ብምርሓቕ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገፀላ ክልል ንምህናፅ ንክረባረብ ፃውዒት ቀሪቡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር መግለፂ ሂቡ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ንዝዛዘሙ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባልት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዝተውሃቦም ስልጠና ተሃድሶ ወሲዶም ንዝዛዘሙን ኣብ ከተማ ደሴን ዞባ ደቡብ ወሎን ንዝተመደቡ ኣባላት ፀፅታ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ከተማ ደቡብ ወሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል-1 መተኣናገዲ ተጓዓዝቲ ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክፍቲ ከምዝኸውን ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ድሕሪ ዝተገበረሉ ሕድሳትን ምስፍሕፋሕን ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኸውን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅነ ዲጂታል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ቅነ፥ ሓበራዊ ፃዕርና ንዲጂታል ኢትዮጵያና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)፥ ለዕሊ 526 ኣገልግሎታት መንገስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልለላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዑደተኛታት፥ ሰብ ዋና ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ንክውክል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን6 ዓማውቲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ስነስርዓት ምጅማር ኣገልግሎት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ክልለ ኦሮሚያን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ኣጀሚሩ Desta Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሆስፒታል ምስ ኣብ ሜዲካል ሴንተር ብምትሕብባር ኣገልግሎት ሕክምና ሕፅበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባለፉት 5 ዓመታት ዝተኻየዱ መድረኻት ዘተ ኣዲስ ወግ ዝሰነደ መፅሓፍ “ኣዲስ ወግ መድረኻት” ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብቲ መርሃ-ግብሪ÷ ብመንፅር መረፃ ርእሰ ጉዳይን…