Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኢንስቲትዩት ሕጊ ፍትሒ ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኢንስቲትዩት ሕጊ ፍትሒ ፌዴራልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ እዋን እቲ ስምምዕነት ከምዝበሉዎ÷ እቶም ትካላት ብሓባር…

ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝጀመሮ መበል 55…

ወታደራት ኔቶ ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ኣብ ዩክሬን ዝዋፈሩ እንተኾይኖም ዓለም ዝተሓላለኸ ኩነታት ክስዕብ ከምዝኽእል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ሩሲያ እዚ ዝበለት ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሕብረት…

እንግሊዝን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር  ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ንግዲ እንግሊዝን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ተዛቲዩ፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኣቡዳቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 13 ጉባኤ ሚኒስትራት ትካል ንግዲ ዓለም…

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ዩጋንዳ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ዩጋንዳ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ሚኒስትር ምክልኻል ዩጋንዳ ቪሴንት ባሙላንጋኪ ሴምፒጅን  ኢታማዦር ሹም እታ ሃገር ጀኔራል ዊልሰን ዕምባሱ ዕምባዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።…

ብክርክር ፍታሃብሄር ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ረብሓ መንግስቲ ምርግጋፅ ተኻኢሉ- ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ኣብ 3 ሺሕን 496 መዛግብቲ ፍታሃብሄር ውሳነ ብምሃብ  ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ረብሓ መንግስቲ ምርግጋፅ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ…

ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መገዲ ምህናፁ እቶም ዑደተኛታት ምግላፆም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት ትሕብብር ልምዓት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ልዑል ምዕራፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንሓለዋ ከባቢ ዝውዕል ትሕብብር ልምዓት ገንዘብ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ቴክኖሎጂ…

መስርሕ ካሕሳ መሬት ገጠርን ከተማን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ክልል ትግራይ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እናዘተየ ዝፀንሐ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ትማሊ 18 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝጀመረ ስሩዕ ኣኼባ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ዝርኣየ ኮይኑ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣድላዪ ሓገዝ ብምግባር ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…