ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ መበል 128 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ዓድዋ ድምቀት ሕብረ ብሄራዊነት ውፅኢት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይኦኤም ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ Desta Feb 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት(ኣይኦኤም) ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ራና ጃበርን ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዝተመርሐ ልኢኽ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ድሕሪ ዑደት ድማ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኢትዮጵያ ሄንክ ያን ባከርን ተፈራሪሞምዎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ደረቅ ወደብ ሞጆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሚኒስትር ዴኤታ ደረጄ ድጉማን ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ቴድ ቻይባን ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ስርዓት ጥዕና ምጥንኻር ዝከኣለሉ ኩነታት ተላዒሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣጠናኺሩ ከምዝሰርሕ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣውርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘለወን ዓብዪነር ታሪኻዊን ርክብ ኢሉ እውን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊልያም ሩቶ ኣብ ስቴት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኬንያ ሓደ ዓይነት ራኢ ዘለወን ጎረባብቲ ከም ምዃነን ብሓባር ንምስራሕ ዘለና ቆራፅነት ተጠናኺሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ዓይነት ራኢ መፃኢ ዕድልን ዘለወን ጎረባብቲ ከም ምዃነን ምስ ኬንያ ብሓባር ንምስራሕ ዘለና ቆራፅነት ተጠናኺሩ ኣሎ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ኣንቷን ጋሊንዶ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ካብ ዝተውሃቦ ፍቓድ ፀብፃ ወፃእ እናተንቀሳቐሰ ስለዝተረኸበ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ኣንቷን ጋሊንዶ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ካብ ዝተውሃቦ ፍቓድ ፀብፃ ወፃእ ኣብ ጉዳያት ውሽጢ ሃገር እናተንቀሳቐሰ ስለዝተረኸበ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ዓወታት ሰራዊትናን ዘኹዕ ገፅታን ብዘጉልህ መልክዑ ክኽበር ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ዓወታት ሰራዊትናን ዘኹዕ ገፅታን ብዘጉልህ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ÷ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት መግለፂ ሂበን።…