Fana: At a Speed of Life!

ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቡርቃ ዲንቱ ቀበሌ ቡርቃ ኦዳ ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ። እታ ኣድጊ ኣብ ዝተፈላለየ ግዘ ሓደ ሓደ ዝወለደት ትኹን እምበር ማንታ ወሊዳ ከምዘይትፈልጥ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እታ ወረዳ የመላኽት፡፡ ማንታ ምውላድ እታ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ÷ መበል 128 ክብረ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክኽበር…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ስራሕቲ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ንምድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎዉ 12 ተፋሰሳት ንልምዓት ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣብ ዘለዎም ዝተወሰኑ ተፋሰሳት ብዝተዋደደ መገዲ ንምልማዕ ትልሚ…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “ዓድዋ ንዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ህንፀት ሃገራ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ናይ ዝቐነየ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ…

ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ንኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሚኒስትራትን ኣብ ዝተሰናደአ…

ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ ኢሉ። ኣብ ከባቢ ባህርዳር ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊታት ፀፅታ እቲ ክልልን ብሓባር ብምዃን…

ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድ መረፃን ዝፍፀመሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድን መረፃ ዝካየደሉ ኣፈፃፅማ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ከምዝኾነ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ 6 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ተረፍን ዳግምን መረፃ ከምዝካየድ እቲ ቦርድ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንመፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን  16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ን መፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ኮሚሽነር ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ)  ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…