Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፍሪ ዓወት ዓድዋ ዝተንፀባረቐ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዝግባእ ክንሕዞ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ዓወት ዓድዋ ዝተንፀባረቐ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዝግባእ ክንሕዞ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ዝተፋፈዩ ውድድራት ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ኣብ ግላስጎ ዓለም ለኸ ምፅራት 800 ሜትሮ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፥ ካብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ ከምኡውን ምድብ…

ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና…

ነበር ፕሬዚዳንት ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ብተወሳኺ ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣዲሱ ለገሰን ነበር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደር ኣሊ ኣብዶን ኣብቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።…

ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሽጣዊ ሓድነት ብምጥንኻር ንክብሪ ሃገር ደው ምባል ካብ መንፈስ ዓወት ዓድዋ ምምሃር ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣገንዚቦም። “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ 128 ዓመት ዓወት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ንዕላዊ ዘተ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን መጠነ ርእይ ዘለዎም ሰፊሕ ርእሰ ጉዳይ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ እዋን ሓዘን ታንዛኒያ ድሙቕ ዝኾነ ኣቀባብላ ኣብ ሃገሮም ዝተቐበሉኒ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉህን ኣመስግን ኢሎም። ብስም መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ሕልፈት…

ዓወት ዓድዋ ዝተረኸበ ብፍቕሪ፣ ምትሕብባርን ሕብሪን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ክዕወት ዝኸኣለ ብፍቕሪ፣ ምትሕብባርን ሕብሪን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ዓድዋ ዘላቒ ሰላምን ጥንኩር ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ሃገር ለኸ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምንቅስቓስ ኣብ ዝኽሪ…

ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቡርቃ ዲንቱ ቀበሌ ቡርቃ ኦዳ ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ። እታ ኣድጊ ኣብ ዝተፈላለየ ግዘ ሓደ ሓደ ዝወለደት ትኹን እምበር ማንታ ወሊዳ ከምዘይትፈልጥ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እታ ወረዳ የመላኽት፡፡ ማንታ ምውላድ እታ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ÷ መበል 128 ክብረ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክኽበር…