Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ልዕሊ 300 ክፍሊታት ዝሕዝ በዓል ትሽዓተ ደብሪ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም መንበሪ ገዛ ንምፍታሕ…

ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ዘይናታ ደሊያ መጥቃዕቲን ወረራን ፈፂማ ኣይትፈልጥን…

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ  ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ  ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ሎሚ ዘበን…

ሰራዊት ምክልኻል ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ ክብሉ  ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ገሊፆም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ሎሚ ዘበን ዝተኸበረ በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን ምኽባሩ ፍሉይ ይገብሮ- ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2106 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ዝምጥን ዝኽሪ ኣብ ዝተሃነፀሉ ምኽባሩ ፍሉይ ይገብሮ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነቲ በዓል…

መበል 128 ዓመት ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 ዓመት ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉበሰኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ብተወሳኺ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራልን ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ዓድዋ ኣብ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ወሳኒ ዓወት ኢዩ – ጁሊየስ ጋርቬይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ኣብ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ወሳኒ ዓወት ኢዩ ክብሉ ወዲ ተቓላሳይ ናፅት ፀለምቲ ህዝቢታት ዝነበረ ማርከስ ጋርቬይ ጁሊየስ ጋርቬይ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ጁሊየስ ጋርቬይ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ፋሺስት ጣሊያን ኣብ…

ርእሳነ ምምሕዳረ ክልላት በዓል ዓወት ዓድዋምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳረ ክልላት መበል 128 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ መበል 128 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ…