Fana: At a Speed of Life!

ካብ ተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላት ሲዳማ ፣ ደቡብ ምዕራብ ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኽላዊ ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ዓወት ዝኾነ ዓወት ዓድዋ ኣዚዩ ብዝወቀበን ንኹሉ ብዝውክልን…

849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝውዕል 849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ሃገር ከምዝኣተወ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ፡፡ ክሳብ ሐዚ ናብ ኢትዮጵያ ብዝተለኣኸ መዳበሪያ ዝተትሓዘ ትልሚ ልዕሊ 43…

ሳተላይት ስለላ ደቡብ ኮሪያ ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ምልኣኻ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ናብ ህዋ ዘሕምበበታ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ሰሜን ኮሪያ ብምልዓል ምልኣኻ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ወር ናብ ህዋ ዝተሓምበበት ሳተላይት፤ ዝተውሃባ ልኡኽቶ ብብቕዓት ምፍፃማ ዝተሓበረ እንትኸውን÷…

ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ፋሪስ ደሊል (ዶ/ር)ን ኣባላት ማኔጅመንት እቲ ዩኒቨርሲቲን ሓዊሱ ዕድመ…

ኣብ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ጉጂ ሓላፊ ዘፈር ሎጅስቲክስን ፖለቲካን እቲ ጉጅለ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ…

ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ልዕሊ 300 ክፍሊታት ዝሕዝ በዓል ትሽዓተ ደብሪ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም መንበሪ ገዛ ንምፍታሕ…

ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ዘይናታ ደሊያ መጥቃዕቲን ወረራን ፈፂማ ኣይትፈልጥን…

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ  ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ  ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ሎሚ ዘበን…

ሰራዊት ምክልኻል ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ ክብሉ  ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ገሊፆም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…