Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭጌኒ ቴርኪን ገሊፆም። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱዓለም ምስ ኣምባሳደር ኤቭጌኒ ቴርኪን ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ሀንፀት ሰላም…

ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝተፈላለዩ ኩነታት ክካየድ ዝቐነየ…

ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ዘምድናን ያስሚን ወሐብረቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ዋና ፀሓፊ…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝላታን ሚሌሲክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ኣብ ዘኽእሉ ፕሮጀክትታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምልዛቦም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ተሓፂዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ከምዝተሓፀየ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ንኣርባዕተ እዋናት ብዓውዲ ”ዝበለፀ መገዲ ኣየር ኣፍሪከ” ሸልማት ዝተዓወተ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ዘበን እውን ሕፁይ ኮይኑ ኣሎ።…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣተሓሳሲቡ። “ፍትሓዊ ፅርየት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ጉባኤ ትምህርቲ ልምዓት ላዕለ ዓውዲ  ትምህርቲ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍቢሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዕድመ ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትር መሐንኩሎ ለይቲ ሰዓት 7፡37 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ኣካፊላ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)፥ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝካየዱ…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋትከምዝተወገነ ተገሊፁ። በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ዝኽበር…

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዞባዊ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣማሲዩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣፋላለያት…