Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሐመድ ሳሌም ኣልረሺድ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኢትዮጵያ ምስ መሓዛ…

ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀክት ዝለምዕ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ቅድመ ምድላው እቲ ፕሮጀክት ተዓዚቦም።…

ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣራት ኪሎ ከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳግማዊ ሚኒሊክ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ። ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ፥ ካብ ኣምስት ኪሎ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ኣምስት ኪሎ ዝወስድ መገዲ ከምዝተዓፀወ…

መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፆመ ሮሞዳን ምኽኒያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተመረፃ ከተማታትን ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ኢትዮጵያ ተፍጥር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ኣብ ጎደና ንዝነብሩ፣ ተመዛበልቲ፣ ኣብ…

ኣምባሳደር ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን። ድሕሪ ዑደተን ድማ ብህንፀት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝተደነቓ ገሊፀን፡፡ ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበረኦ ዘተ ድማ…

ናይ ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ከባቢታ ዝነብር ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ክልላት ደቡብ፣ ደቡብ ምዕራብ፣ ሲዳማን ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ…

ስራሕቲ ኣቢያተ ህንፀት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ንኽሰርሑ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሪፎርም ትካላት ቤት ህንፀት ክቕፅል ምግባር፣ ምእራም፣ ምህናፅን ግልጋሎት ልምዓት ተሃድሶን  ውፅኢታውነትን ምሕላው…

ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብዛዕባ እቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ እቲ ሚኒስተቴር ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ 6 ነጥቢ 4…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ጂኦተርማል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ (ጂኦተርማል) ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ኡሪያት ምስ ስፑትኒክ  ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕነት ይዛተያ…