Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም፡፡ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ "ከተማና ምስ ምስፍሕፋሕ ከተማ ዝመጣጠን ጠለባት ዘደንፍዑ ወሰንቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም…

ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪፎርምታት ናብ…

ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ተዋሂቡዎም ኣሎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ዝተውሃዎም ጉዳያት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ሚኒስቴርን ፍትሒ ኣመልኪቶም መብርሂ ዝሃቡ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ድሕንነቱ ንዝተሓለወ ፅባሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓይሊ ፖሊስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተመርሐ ልኡኽ ከም…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማይ÷ ኣብ ክለተኣዊ ርክብን ኩለመዳይ ጉዳያትን ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ዘለዉዋ ሃፍቲታት ቱሪዝም እናፋለጠት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ሃፍቲታት ቱሪዝማ እናፋለጠት ትርከብ። ካኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ እቲ ኤግዚቢሽን÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ጉዕዞን…

9 ተምሃሮ ኣብ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ብምውካል ቱኒዚያ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ 8ይ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም። እቶም ተምሃሮ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሳይንስስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ጅማ፣ ሃሮማያን ኣርባምንጭን ዝተረኸቡ እንትኾኑ÷…

ላዕለዋይ ወታደራዊ ጉጅለ ልኡኽ ዛምቢያ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጀኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሓፈሻዊ ትምህቲን ምንቅስቓስ መሰረተ ልምዓትን ዝዳህሰሰ ዑደት ገይሩ። እቲ ዑደት ኣብ ክልቲኦም ክልቲኦም ኣሕዋት ህዝቢታት ዘሎ ኩለመዳይ…

1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም…