Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ  ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ከይዲ ምድላውን ሐዚ ዘለዎ ኩነታትን እቲ መለለዪ መንነት ብዝምልከት ካብ…

መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን…

እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ – ኣምባሳደር ዳረን ዌልች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር አንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ገሊፆም። ኣምባሳደር ዳረን ዌልች፥ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፀንሐ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን…

ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ። ኣብ ኬኒያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተሰናድአ ምርኢት ግብርና ብምርካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ከምዝበልዎ፥ ተደጋጋሚ ከቢድ ዝናብን ደረቕ ክሌማዊ ኩነታትን ሓረስቶት…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ሜ/ጄ ኣብድሮ ከድር፣ ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ሜ/ጄ ኣብድሮ…

ኣብ ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ዩኒቨርሰቲ ጅግጅጋን ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ብሓባር ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። “ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን እንታይነት ጂኦ ፖለቲካን” ብዝብል መሪሕ…

ሰላም ፍትሕን ዴሞክራሲን ምጉልባት ንውሑስ ሰላም ሃገር ኣገደስቲ እዮም- ኣምባሳደር ደገፎ ቡላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ፍትሕን ዴሞክራሲን ምጉልባት ንውሑስ ሰላም ኣገደስቲ እዮም ክብሉ ብማዕረግ ሚኒስትር ጀነራል ዳይሬክተር ትካል ኢኒስቲትዩት ፍትሕን ሕግን ፎደራል ኣምባሳደር ደገፎ ቡላ ገሊፆም ። ሕሉፍ ታሪካትና መሕዘንትን ከቢድ በሰላ ኣሕዲሩ ዝሓለፈ ብምዃኑ…

ኣብ ፖሊሳዊ ግዴታ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣበ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፖሊሳዊ ግዴታ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌዴራል፣…

እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ብቑፅሪ ክሂገ1/7/252 ብዕለት 04 ጥቅምቲ 2015…

ልዕሊ 264 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 264 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 21 ለካቲት 2016 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ 195 ነጥብ 9 ሚሊየን ብር ኣታዊን 68 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር…