Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ንኣርባዕተ መዓልቲታት…

ወርሒ ረመዳን ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ መእተዊት ወርሒ ረመዳን ረመዳን ብምርኣያ መበል 1445 ወርሒ ረመዳብ ፅባሕ ከምዝጅምር ተገሊፁ፡፡ ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕስሳብን ንኣላህ ብምልማንን ምሕላፍ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ሸይኽ ሓጂ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ። ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን…

ስርዓት ዲጂታላይዜሽን ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ግልጋሎት ንመሃብ ዘኽእል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ዲጂታላይዜሽን ንተገልገልቲ ፍትሓዊን ቅልጡፍን ግልጋሎት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ውሱን ሃፍቲ እታ ከተማ ዝኾነ መሬትን ብዘበናዊን ፍትሓዊን…

ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡ ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን እናርአየት…

ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእን ምፍልላይን ብምሕዳግ ክኸውን ይግባእ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእ፣ ምፍልላይን ምድፍዳእን ብምሕዳግ ክኸውን ከምዝግባእ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ÷ ዓብዪ ፆም ኣመልኪቶም…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ። ማርከስ ራሽፎርድን ቡሩኖ ፈርናንዴዝን ብፍፁም ቅፅዓት ነተን ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ መበል ሻድሻይ…

ፓርቲ ብልፅግና ርክብን ምትሕብባርን ኢትዮ-ጂቡቲ ክብ ኣብ ምባል ቁርፀኛ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መበል 45 ዓመት ምስረታ ፓርቲ ኣር ፒፒ ጂቡቲ ብምርካብ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፓርቲ በልፅግና ብምውካል ኣብቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሰራሕተኛታቱ ዘህንፆ 5 ሺሕ…