Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሳልሳይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ። ኣብቲ ካብ ንጎሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሹመት ሕፁያት ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…

ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኢንስቲትዩት ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዘቕረቦ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩቱ ታከለ ኣባይነህ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፥ እቲ…

ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወካሊ ቤት ምኽሪ ካሊፎሪኒያ ቴድ ሊዩን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ኩነታት ፀፅታ፣ ሰላም፣ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ኩነታት ኣገዋ ዝጠመተ…

ኣሜሪካ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ፅዕንቶ ቻይና ንምፅዋር ዓሊማ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ፓስፊክ ፓላው፣ ማርሻል ደሴታትን ማይክሮኔዥያን ኣብቲ…

ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ። እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ። ኤጀንሲ ሓለዋ ከባቢ ኣውሮፓ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ኣውሮፓ ዝርከቡ ከባቢታት ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ባርዕ ሓዊ፣ ሕፅረት ማይን ኣብ ፍሪያት…

ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡ ዋና ፈፃ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክልሉ ታደሰ÷ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ተዛቲዮም፡፡…

ዓበይቲ ረብሓታት ፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስትናን እስላምናን ብኣማኢት ሚልዮናት ሰዓብቲ ዘለወን ሃይማኖታት ዓለም እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ብዙሓት ኣመንቲ እተን ሃይማኖታት በብእምነቶም እናፆሙ ይርከቡ። ሰዓብቲ ክርስትና፥ እየሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ፣ ሞይቱ ዝተንሰአሉ ንምዝካር…

ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ፣ ኣብ ምጥያሽ ቤት ምኽሪ ስትራቴጂ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን  ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ…