Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ሕቶ ኣለኒ ምስ ዝብል ሓይሊ ንምዝታይ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ሕቶ ኣለኒ ምስ ዝብል ሓይሊ ንምዝታይ ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ትካል ሰላም ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተወለዐ ጎንፂ ብዘተን ብሰላማዊ መገዲን ንምፍታሕ…

ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ተወከልቲ ጣሊያን ምኽክር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ስቴፋኖ ጋቲ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ስቴፋኖ ጋቲ፣ ተወከልቲ…

ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉምሩክ ጅግጅጋ ኣቢሉ ብዝተገበረ ክትትል 21 ሚሊየን 963 ሺሕን 500 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም፡፡ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ካብ ሶማሊያ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ክኣትዉ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ። እቲ ፎረም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ማልታን ትካል ፕሮሞሽን ንግዲን ምስ ዝኾነ ትሬድማልታን ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…

መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ይወሰድ ኣሎ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ገንዘብ፣ ፊስካልን ምስሳን ፍሪያትን ይወሰድ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ፀገማት ህዝቢ ካብ መንጎ ዝኾኑ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት 16 ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት 16 ሕፁያት ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፅዲቑ። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ ኣኼባ ድማ ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ስርዓት ዳይነት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 12 ሾላ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዝተፈጠረ ምግጫው ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ። ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ…

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወፍሪ ምስፍሕፋሕ ፈልሲ ምሩፅ ዘርኢ ፓፓያ 10 ሺሕን 400 ሄክታር በፂሑ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ምስፍሕፋሕ ፈልሲ ምሩፅ ዘርኢ ፓፓያ በቢዓመቱ እናወሰኸ ብምምፃእ ዓመት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 10 ሺሕን 400 ሄክታር መሬት ከምዝበፅሐ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ክብሪታት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሞቕቲ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ተፈጥሮኣዊን ክብሪታት ኢትዮጵያ ንኣሜሪካውያን በፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ዕላማኡ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዋ መስሕብ ኣብ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ንኽገብሪን…

ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እንተይተገበረ ፆም ረመዳን ብምጅማሩ ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል መንግስቲ ቆጵሮስ ኮንስታንቲኖስ ሌቲምቢዮቲስ÷ ንድሕንነት እንትበሃል እታ መርከብ…