Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኩሎም ከባቢታት ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ሓበራዊ ታሪክ ዓወትና ዝኾነ ዓወት ዓድዋ መፃኢ ትውልዲ ብዘምህር፣ ብዘዛመድን ታሪኩ ብዝሓለወን መገዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ መንግስቲ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚ፣ ህንፀት ሰላምን ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣብ ምፅዋርን ዝጠመተ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መንግስቲን መሻርኽቲ ልምዓትን ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራት፣ ሓላፍቲ ትካላት መሻርኽቲ ልምዓት፣ ኣምባሳደራትን ዝምልከቶም…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፀሓፊ ፓርላማ ካናዳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፀሓፊ ፓርላማ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ሮበርት ኦሊፋንት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ፥ ካናዳ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዘላ ብዙሕ ደገፍ ንኢዶም። ርክብ ክልቲአን…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ ንኣድመፅቲ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ፣ ፊልምን ካልኦት ኣማራፅታትን ንኣድመፅቲን ተመልከትቲን ክቐርብ ኢዩ። ኮርፖሬት ኣዲስ ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን “የመደመር ትውልድ” ትረኻን ካልኦት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም። ካብ ደገፍ…

እቲ ማእኸል ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ማእኸል ምርምር…

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ንሕቶ ዓማዊል ምላሽ ንምሃብ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓስፖርት ምሕታሙን ካብዚ 640 ሺሕ ንዓማዊል ከምዝተውሃበ ተገሊፁ። ዋና…

ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ዘተ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ንምስሳን ፍሪያት” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዮ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።