Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም፥ “ላዕዕዎት ትካላት ትምህርቲ ንልዑል ዕላማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ትካላት ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ካብ ክልል ትግራይ ተጓዒዞም ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ሕብረተሰብ…

ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 500 ሚሊየን ዶላር፥ ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ንሽዱሽተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት…

ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይ ሲቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተኒዚያ ዝተኻደ ኣህጉራዊ ውድድር ፍፃመ ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም። ብ”ኮምፒውቲንግ ትራክ” ዝተኻየደ ውድድር ካብ ኢትዮጵያ፣ ማሊ፣ ካሜሩን፣ ሴኔጋል፣ ኣልጄሪያ፣ ቱኒዚያ፣ ሊቢያ፣ ግብፂን ሞሮኮን…

ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ብምዝማን ኣብ ትንተና ስግኣት ሓደጋ ጥዕናን ምላሽን ምውዓል ይግባእ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምንቅስቓስ ስራሕ ኢኒስቲትዩትን ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ተዓዚበን፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ኣብ ትሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ላቦራቶሪታት ዝርከቡሉ እዋነዋ ከይዲ ስራሕ፣ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝርከቡን…

ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ሰለስተ ተነሓናሕቲ ዝተፋጠጡሉ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ 2024 ዓ.ም.ፈ ምክያድ ተጀሚሩ። ንቐፃሊ ሽዱሽተ ናይ ስራሕ ዓማውቲ ሩሲያ ምምሕዳር ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣርባዕተ ሕፁያት ይነሓንሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።…

ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝምረሐሉ ሰነድ ረቂቕ ደምቢ ኣሰራርሓ ስነ ስርዓት ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እተን ማእኸላት ዕዳጋ፥ መሸጢ ፍሪያታት ግብርና ኮልፌን ኩራን፣ መሸጢ ፍሪያት እኽሊ ኣቃቂ ቃሊቲ ከምዝኾና ተሓቢሩ።…

ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ሓጊዙ – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ከምዝገበረ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኣብ ኮንትሮባንድ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ነጋዶ ዘይተገበአ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ጋርበ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታትን እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ታዬ…