Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገም ሲስተም እንበር መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘየጋጠሞ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤቲኤም ስራሕ ዘጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ስራሕቲ ኣገልግሎት ዲጂታል ባንኪ ከምዝጅምሩ ኣፍሊጡ። ብኻሊእ…

ናብ ጋዛ ብባሕሪ ፈላማይ ፈተነ ምጉዕዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝተበገሰት ፈለማይቲ መርከብ፥ ዝፅዓነቶ ረድኤት ኣብ ገምገም ባሕሪ ከምዘራገፈት ተሓቢሩ። እታ ኦፐን ኣርምስ ዝዓይነታ መርከብ፥ ትማሊ ሰሉስ ካብ ቆጵሮስ ተበጊሳ ናብታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣፍደገ ጥሜት ከምዘላ…

ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። ምክልት ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ኣብ ዝገበርኡ ዑደት ህፁፅ…

ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሲስተም ደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ክሳብ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝህባ እውን ተሓቢሩ። ብተመሳሳሊ ዲጂታል ኣገልግሎታት እቲ ባንኪ (ኢንተርኔት ባንኪንግ፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ…

ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ እዋን…

ፃዕርና ንክሰምር ሓቢርኩሙና ንዝሰራሕኹምን ንዝደገፍኩሙናን ኩሉኹም ካብ መዓሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ምስጋናይ ይብፃሕኹም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሽልማት ብልፅቲ መራሒት ኣፍሪካ እዚ ዓመት ተዓዊተን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ፃዕርና ንክሰምር ሓቢርኩሙና ንዝሰራሕኹምን ንዝደገፍኩሙናን ኩሉኹም ካብ…

ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ…

መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንዝካየድ መረፃ ላዕለዋይ አመራርሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ኣመልኪቱ ዝቐረበ ፀብፃብ ተመልኪቱ። ሚኒስትር…

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንበፃቲ ክፍቲ ዝኸውን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ። ምስለ ቅርፂ ጀጋኑን ነቲ ዓወት ዘዘኻኽሩን ናውቲታት ኣብቲ ዝኽሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም። ኣማራፂታት ክፍሊት÷ ብቴሌ ብር፣ ብባንኪ ንግዲ…