Fana: At a Speed of Life!

ኩሎም ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ክጥቀም ይኽእል ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ትካላት ፋይናንስ ዝርከቡ ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ግልጋሎት ፋይናንስ ክጥቀም ከምዝኽእል ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብሄራዊ ባንኪ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብግዚያዊነት…

ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተኻይዱ፡፡ ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ 2 ማዕረ…

ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። ንሰላም ሓድነትን ሃገር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምስጋናን÷ ኣብ ትሕቲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቢሩ። “ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክብ ንዝበለ ፅዕንቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ሓለፍቲ ላዕለዎት ትካላት…

ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዕድል ስራሕ ካብ ሞንጎ ዝተፈጠረሎም ዜጋታት ድማ እተን ልዕሊ 75 ሚኢታዊ…

ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ምዃና ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጦም፡፡ ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳይ ክካየድ ኢዩ፡፡…

ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን…

ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ መበል 21 ዙር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚያ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር÷ ጉታኒ ሻንቆ 1ይቲ፣ ብርነሽ ደሴ 2ይቲን መቅደስ ሽመልስ 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚመን፡፡ መበገሲኡን…

ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ሎ0ሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ምዃኑ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ሕክምና፥ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሆስፒታል ኲሓን ሂማሊያን 'ካታራክት' ምስ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካልን ብምትሕብባር ኢዩ…