Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ግልጋሎት ኢንተርኔት ኣብ ገፀር ከባቢታት ንምስህሕፋሕ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግልጋሎት ኢንተርኔት ኣብ ገፀር ከባቢታት ንምስፋሕ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብል ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ገሊፁ። ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም÷ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽ ኢትዮጵያ ዘለዉዎ ማሕለኻታትን ዕድላትን ዝተመልከተ ዝርዝር ሓበሬታ ኣውፂኡ፡፡ ከም…

ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ከጭበርብሩ ዝፍትኑ ኣለዉ – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ኣጭበርብሩ ካብዝፍትኑ ንክሕልዉ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡ ኣጭበርበርቲ ኣብዚ ሰሙን ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ንምጥቃም ፈተነ እናገበሩ ምዃኖም ከምዝፈለጠ…

ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ስራሕቲ…

ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተሳለጡ ዓበይቲ ተግባራት እናገምገመ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተወገኑ ዓበይቲ ተግባራት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን እናገምገመ ይርከብ። ወረዳታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ደብረብርሃን ብሓባር ምኽክር እናካየዱዎ ኣብ ዝርከቡ መድረኽ÷ ኣብ ክልል…

እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ብምዃን እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ኣንቢሮም። እቲ ህንፃ መንበሪ ኣምባሳደር ሓዊሱ መአከቢ ኣዳራሽን ንዝተፈላለዩ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዘቕረቦም ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ሞንጎ ዝተለኣኹ ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣፍሊጡ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣይተ ማቴዎስ ኣሸናፊ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓለም…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ፍቓድ ስራሕቲ ምምኻር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብፋይናንስ ባንኪ ዓለም ናይ ዝፍፀሙ ፕሮጀክትታት ናይ ምምኻር ስራሕቲ ንምክያድ ዘኽአል ፍቓድ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምስቲ ባንኪ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቲ ትካል ናይ ምምኻር ሰርሑ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ነክካይዶም ስምምዐነት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ። ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ…

ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ።…