Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዘካተተ ልኡኽ ድጋፍን ክትትልን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ጋምቤላን ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ÷ ብሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 68 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ÷ "ድኽነት ብምቕራፍ፣ ትካላት ብምጥንኻን ኣብ ስርዓተ ፆታ ፋይናንስ ብምድንፋዕ ዓወት ማዕርነት ስርዓተ ምቅልጣፍን ኩለን ደቂ…

ሕብረተሰብ ባህሊ ልገሳ ደም ንኸማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ባህሊ ልገሳ ደም ብምምዕባል ደም ንዘድልዮም ቀገናት ንኽበፅሕ ግልጋሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ቁፅሪ ወለንታውያን ለገስቲ ደም ምንካዩ ስዒቡ እኹል ደም እናተኣከበ ከምዘይኮነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ግሪኽ መዘነአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ክሪኽ ካትሪና ሳኬላሮፖሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ብምርካብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግሪኽን ዘሎ ታሪኻዊ ምትእስሳር ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዳግም ኣረጋጊፀን።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምናን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣሜሪካ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምግታእ ዝውዕል 111 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ትልሚ ህፁፅ እዋን ድጋፍ ኤድስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምጥፋእ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ሓገዝ 111 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። መተሓባበሪ ዓለም ለኸ ኤድስ ኣሜሪካን ላዕለዋይ በዓል…

ኣሜሪካ ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ማርዋን ዒሳ ከምዝተቐተለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ዝኾነ ማርዋን ዒሳ ብደብዳብ ኣየር ከምዝተቐተለ ኣፍሊጣ። ማርዋን ዒሳ ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሃማስ እንትኸውን፥ ኲናት ሃማስን እስራኤልን ብ7 ጥቅምቲ ካብ ዝጅመር ዝተቐተለ ዝልዓለ ሓላፊ ሃማስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሃማስ…

ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ ተሽከርከርቲ ንክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝዓደገን 42 ቶዮታ ሃርድ ቶፕ ን12 ክልላትን ከልተ ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ኣርባዕተ ትካላት ፌዴራል ኣረኪቡ። እቲ ዕድጊት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ሚኒስቴር ገንዘብ ተግባራዊ…

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ ክብሉ ኣቦታትን መምህራንን ሃይማኖት እስልምና ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣቦታትን መምህራንን…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር። ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን…