Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንዑደት ስራሕ ጁባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ዘቕረበሉ ዕድመ ስዒቡ ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ጁባ ኣትዩ ዘሎ፡፡ ኣባላት…

ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣባላትን ኣመራርሓ፣ ኣባላትን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ “ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መዘከሪ ታሪኽ ተጋድሎ ኢትዮጵያዊያን ጥራሕ ዘይኮነስ ንሓዱሽ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ብፕሬዚዳንት ኣሶሴሽን ፈተውቲ ሃገራት ህዝቢ ቻይና ሚስተር ያንግ ዋንሚንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ኣደም ፋራህ፤ ጥንኩር ታሪኻ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብብርኪ…

ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታት ፓርክ ሓድነትን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ተሳተፍቲ ዑደት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ዝኽሪ ካብ ዓወት ዓድዋ ምዝካር ብተወሳኺ…

5 መዕርፎ ነፈርቲ እናሃነፀ ምዃኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓሙሽተ ተወሰኽቲ ናይ ውሽጢ ሃገር መብፅሒ መዕርፎ ነፈርቲ እናሃነፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል መስፍን ጣሰው ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ኣብዚ ሕዚ እዋን 136 ዓለም ለኸ ከምኡ እውን 22 ናይ…

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ብኣትሌት ምስጋናው 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡ ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ…

ኢትዮ ቴሌኮም ንጉዱኣት ኣካል ተምሃሮ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ፌደሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሓገዝቲ መሳርሒታት ገይሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ምስቲ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ካብ መላእ ሃገር ንዝተውፃፅኡ 500 ንዝኾኑ ጉዱኣት ኣካል ተምሃሮ…

ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ምስ ክታበት ኮቪድ ተተሓሒዙ ክሲ ተመሰሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ ብገበን ምጭብርባር ሓበሬታ ክታበት ኮቪድ ብፖሊስ ክሲ ተመስሪቱዎም፡፡ ቦልሶናሮ ክታበት ኮቪድ 19 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኣብ ብራዚሏ ከተማ ሳኦ ፖሎ ከምዝወሰዱ ሓበሬታ ሕክምና ይግለፅ እምበር፤…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዘካተተ ልኡኽ ድጋፍን ክትትልን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ጋምቤላን ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ÷ ብሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 68 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማዕርነት ስርዓተ-ፆታን ልምዓት ደቂ ኣንስትዮን ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ÷ "ድኽነት ብምቕራፍ፣ ትካላት ብምጥንኻን ኣብ ስርዓተ ፆታ ፋይናንስ ብምድንፋዕ ዓወት ማዕርነት ስርዓተ ምቅልጣፍን ኩለን ደቂ…