ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፍረወይኒ ኮሪዓ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ብምዃን ብምዕዋታ “እንኳዕ ደስ በለኪ” ከብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ወናኒት ፋብሪካ ማርያም ሳባ መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ውሽጢ ኣፈላላይ ዘሎ ሓድነት ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዝደመቐ ኩነታት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ፀገማትና ብሓባር ብምዃን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ኣውሪዳቶ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ከምዝነከየቶ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ፥ ኣብ የመን ዘሎ ዘይምርግጋዕ ወታደራት ብምውፋር ክፍታሕ ዝኽእል ከምዘይኮነ ገሊፆም። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ ተዓዋቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ ተዓዋቲ ኮይኑ። ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 23 ሕዳር 2012 ዓ.ም ኣብ ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ስታዲዮም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ግዜ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክል "ሕገ መንግስታዊ ቃል ኪዳንና ንዘላቒ ሰላም" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታድየም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ዝተፈላለዩ ዕዱማት ኣጋይሽ፣ኣባላት ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወናኒት መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና(Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መቐለ ወናኒት ፋብሪካ ማርያም ሳባ መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ዝኾነት ኢትዮጵያዊት ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና (Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ። ፍረወይኒ ሲ ኤን ኤን ጀጋኑ 2019 ኢሉ ካብ ዝመረፆም 10 ሰባት ቀዳመይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኸ ሳዑዲ ዓረቢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳዑዲ ዓረቢያ ኣሕመድ ኣል ቃጣን ዝምራሕን ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲን ንግዲን እታ ሃገር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኢዩ ትማሊ…