ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ሰላመ ኣፍሊጡ።
ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።…