ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክትባት ፖሊዮ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 አዲስ አበባ፣ ታህሳስ 7፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ክትባት ፖሊዮ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ክወሃብ ኢዩ። ሕማም ፖሊዮ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ፣ ወረዳ ሲራሮ ስለ ዝተርኣየ፥ ጎረባባብቲ እታ ወረዳ ኣብ ዝኾና ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ዘለዋ 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቀቕቲ ኣዋጃት ኢንቨስትመንትን ኤክሳይዝ ታክስን ብዝምልከት ብምዝታይ ብዝርዝር ንክረአዩ ናብ ቀወምቲ ኮሚቴ መሪሑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ረቀቕቲ ኣዋጃት ኢንቨስትመንትን ኤክሳይዝ ታክስን ብዝምልከት ብምዝታይ ብዝርዝር ንክረአዩ ናብ ዝምልከቶም ቀወምቲ ኮሚቴ መሪሑ። ረቂቕ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት፥ ንፈጠራ ዕድል ስራሕ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽቦታት ኤሌክትሪክ እናበተኹ ዘጎዓዕዙ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሽቦታት ኤሌክትሪክ እናበተኹ ካብ ገብረ ጉራቻ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንምእታው ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ውልቀ ሰባት ምስ ቁርፅራፅ ሓፂመፂንን ፕላስቲክን ሓዋዊሶም እንተጎዓዕዙ ኣብ ጣቢያ ፍተሻ ሱሉልታ እንትበፅሑ ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሽሕን 443 ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሽሕን 443 ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝምለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ጉጅለ ልኡኽ ኮሚሸን ሕብረት ኣውሮፓን ካልኦት ዓለም ለኻዊ ትካል ስደተኛታትን…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ውድድራትን ሎሚ መዓልቲ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብ መኽፈቲ እዚ ዕለት መፃረዪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣስመራ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሎሚ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣስመራ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሕ፥ ኮሚሽነር ባህሊን…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ሰባት ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል ይጥቀሙ – መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ኢንተርኔት 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል /password/ ከምዝጥቀሙ መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቶም ተገልገልቲ ኢንተርኔት ቁፅሪ ስልኪ ምጥቃሞም ፅኑዕ ይሕለፍ-ቃል ከምዝተጠቐሙ ይስመዖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘመናዊ ዱኽዒ ሓመድ ንምጉዕዓዝ ዘኸእል ምስ ክልተ ዓለም ለኸ ትካላት ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘመናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምስ ክልተ ዓለም ለኸ ትካላት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ትካል ነቲ ስምምዕነት ዝተፈራረመ ዲ ኤች ኤልን ዳይመንድ ሺፕ ቡከርን ምስ ዝተብሃሉ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማልት ኣብ 12 ብከንቲባ ዝመሓደራ ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትሃንፅ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ 2012 ክሳብ 2014 ዓ/ም (ስትራተጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመታት) ኣብ 12 ብከንቲባ ዝመሓደራ ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ኣሕዳሪ ዘይኮና ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእላ ምድላዋት ከምዝወገነት ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስታውን ውልቀን ኮሌጃት ትግራይ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንሰልጠንቲ ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሸ መምርሕታት ይሰናዳእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ክልል ትግራይ፥ መንግስታውን ውልቀን ኮሌጃት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንሰልጠንቲ ንምሃብ ሓዱሸ መምርሕታትን ኣሰራርሓታትን ኣብ ምትእትታው ከምዝርከብ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉጌታ ሓዲስ፥ ኣብ…