Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን…

ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ብምንግስቲ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ተወካሊ ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣታለል ኣቦሃይ፥ ብሰብ…

ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ። ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም።…

ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ። ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ። እዋናዊ…

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክጅመር ኢዩ ኢለን። ኣምባሳደር ብርቱካን ነዚ ዝበላ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ኣርእዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታት፣ ተመዛበልቲን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ትግበራ እቲ ፕሮጀክት መንግስቲ ኔዘርላንድ ምስ ስደተኛታትን ኣገልግሎት ተመለስቲን ኢትዮጵያን ካልኦት ሰብኣዊን ኤጀንሲታት…

ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ)ን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶንግሆ ኪም ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣሜሪካ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሕጊ ኣብ 2032 ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን ኣሜሪካ 56 ሚኢታዊ ዝኾና ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንክኾና ዝገብር እንትኸውን፥…

ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሓፂር መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዞር ሹም ሰራዊት ምክካል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣካቢ ቀዋሚ…