Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ፖሊስ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ህራስ ዝኸልኦም ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ስኑዕ ሓበሬታታት ብምውዛዕ ህዝቢ ስግኣት…

ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ተኣመንቲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝረብሑ ዛዕባታት ተዛቲዮም።…

ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ከይዲ ፍሪያት ከምዝተመለሰ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ስርሑ ደው ኣቢሉ ዝፀንሐ ፓርክ…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኅኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ኢዩ – ኮሚሽነር ደበሌ ቀበታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ምሃብ ፍልጋሎት ካብ ዓማዊል ዝወሃቡ ርኢታታትን ሚዛናዊ ነቐፌታታን ብምቕባል ንምስትኽኻል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽንኑምሩኽ ደበሌ ቀበታ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝነበሮ ዝተሓላለኸ ፀገም ንምውፃእን…

ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ…

ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ትካል ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ዘለና ሃገርን ህዝቢን ብሰላም ንኽነብር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጄ ይልማ ሎሚ መዓልቲ ንላዕለዎት መኮንናት ስነ-ስርዓት ምልባስ ዕቤት መዓርግ ኣብ…

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ገሊፆም። ብመሰረት እዚ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝኣትዋ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝኽፈል…

ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ-ምግብ ንምምሕያሽ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ፋውንዴሽን ቺልድረንስ ኢንቨስትመንት ፈንድ (ሲፍ)ን ጉጅለ ልኡኾምን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን…

ብሚኒስትራት ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ልኡኻት ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ናይ ክትትልን ድጋፍን ጉጅለ ልኡኻት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ማእኸላዊ…

ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ። ፈንድ መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ግንዛበ ናይ ምፍጣር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካቢ…