ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ታሕጓስ ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከምዝፍለጥ ህዝቢ ትግራይ ንሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰሉ፣ ንመንነቱን ክብረቱን ኣብ ዘካየዶ ተጋድሎ፣ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘርኣየኦ ጅግንነትን ዝፈፀመኦ ቕያን ብቃላት ንምግላፅ ኣዝዩ ዝኸብድ እዩ። ሓፍትና ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ እውን ናይዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም። 30 መስከረም ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ብመሰረት ዕላዊ ዝገበሮ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ከምዝኾኑ ይዝከር። ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊንላንድ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኤራክሲነን ተወካሊ ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቱርሃን ሳልሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9 ይ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሽዓይ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ። ብኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ ዝተመርሐ ጊጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ እውን ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፈ ይርከብ። እቲ ልኡኽ፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽልማት ፍረወይኒ ብጉዳይ ተፈጥሮ ንዝሽቑረራን ካብ ትምህርተን ንዝተኣጓጎላን ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ዓወት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ኮይና ብምዕዋታ ናይ “እንኳዕ ደስ በለኪ” መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ሳህለ-ወርቅ ብማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ብምዃን ብምዕዋተን ናይ “እንኳዕ ደስ በለክን” መልእኽቲ… Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ኮይነን ብምዕዋተን ናይ “እንኳዕ ደስ በለክን” መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ወይዘሮ ፍረወይኒ፥ ተሓፃቢ መቐበሊ ወርሓዊ ፅግያት ብምምሃዝ ደቂ…
ቢዝነስ ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ካብ ማሕበር ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝመፅኡ ሰብ ሞያታት ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ ስልጠና ኣትሌታት፣ ኣሰልጠንቲ፣ ማናጀራትን ተወከልቲን ኣትሌታት ይሳተፉ ኣለዉ። ምኽትል ተቐዳሚት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፍረወይኒ ኮሪዓ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ብምዃን ብምዕዋታ “እንኳዕ ደስ በለኪ” ከብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ወናኒት ፋብሪካ ማርያም ሳባ መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ውሽጢ ኣፈላላይ ዘሎ ሓድነት ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዝደመቐ ኩነታት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ፀገማትና ብሓባር ብምዃን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ኣውሪዳቶ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ከምዝነከየቶ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ፥ ኣብ የመን ዘሎ ዘይምርግጋዕ ወታደራት ብምውፋር ክፍታሕ ዝኽእል ከምዘይኮነ ገሊፆም። ብመሰረት…