Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ  ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ንምውፋር ኣካላት ፀፅታ ምቹው ኩነታት ብምፍጣር ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016…

ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ የድሊ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ሱዳናውያን ብበዓልዋናነት ዝሳተፉሉ ኣፊሪካ ዝመርሖ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ሚኒስትሩ በአፍሪካ ሕብረት ማዕቀፍ በሰላም እና ደህንነት ምክር ቤት…

ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣህጉር ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብሄራዊን ብብርኪ ኣህጉርን ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ ግደኣ እናተዋፀአት ምዃና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ማይ "ውሃ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…

ከይዲ ህንፀት ‘ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ’ እናተቀላጠፈ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንትውልዲ እናተሃነፀ ዝርከብ 'ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ' ከይዲ ህንፀቱ እናተቐላፀፈ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ተዛሪበን። ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ ብፕሮጀክት ገበታ ንትውልዲ ኣብቲ ክልል…

ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ተመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስቲ ጉዳይ ተተሓሒዙ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘህነፆ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኮሪያ (ኮይካ) ዘህነፆ (ኢኖቪስ ኬ ኢትዮጵያ) ዝተብሃለ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣብ ውሽጢ ኣይሲቲ ፓርክ ዝተሃነፀ እንትኸውን÷ ንስታርት ኣፕታትን ኣብ ኢትዮጵያ…

ሕማም ሳንቡእ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ርብርብ የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሳንቡእ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ኣብ ቀፀልቲ ሸውዓተ ዓማውቲ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መበል 18 ዓመታዊ ጉባኤ ምርመራ ሳንቡእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሚኒስትር…

ፖሊስ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ፖሊስ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ህራስ ዝኸልኦም ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ስኑዕ ሓበሬታታት ብምውዛዕ ህዝቢ ስግኣት…

ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ተኣመንቲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝረብሑ ዛዕባታት ተዛቲዮም።…