ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃኢ ሃገራ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽካየድ ኣብ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ማእኸል ምዕባለ ሰብኣዊ መሰልን ዲሞክራሲን (CARD)ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸብቲ ሓፋሽ…