Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ 5ጂ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋላክሲ ስፔስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ነቲ ሓዱሽ ሳትላይት ንምምዕባል ሓምሻይ ወለዶ (5 ጂ) ግልጋሎት ኢንተርኔት ከምዝተጠቐመ እውን ገሊፁ። እቲ ሓዱሽ ሳትላይት፥…

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ሹካት ዓብዱልራዛቕ ተዛትዮም። ኣብ ዙርያ ቴክኖሎጂ ኣቶሚክ ብሓባር እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝብን…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሚክትል ሚኒስትር ፍትሒ ኖርዌይ ክርስቶፈር ሲቨርሴን ተዛትዮም። እብቲ እዋን ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር…

ጎቦታት ገርዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ሪጋ ሒዙ’ሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓድግታት ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ። ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ “ወርልድ ፉድ ፕሮግራም” ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መነገስቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ተግባራት ተላዚቦም።…

ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዱሽ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ዝምርሑ ሓይልታት ካብቲ ዓሪዶሙሉ ዘለው ከባቢታት ናይታ ሃገር ተበጊሶም። መንቀሊ ምኽኒያት መንቅስቓስ እቶም ሓይሊታት፥ ንከተማ ትሪፖሊ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሓዲሽ ትእዛዝ ስለዝተውሃቦም ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 916 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፤ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈራት ሕርሻ፣ መመምረትተን ፍርያት መኣድንን 916 ነጥቢ 21 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ። ኣብቶም ዝዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋር 1 ነጥቢ 07 ቢሊየን ዶላር…

ዴንማርክ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ሓገዝ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ካሪን ፖልሰንን ተወካሊ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ቱርሃን…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊየን ምእካቡ ኣፍሊጡ። ኣብ 2011 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ብዝተፈጠረ ግንዛበን ጉዳይ ግብሪ ኣጀንዳ ህዝቢ ክኸውን ብምኽኣሉን፥ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ክዓቢ ከምዝኸኣለ እቲ…