Fana: At a Speed of Life!

ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ብኣተሓባባራይነት ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፣ ዩ ኤን ውሜንን ፋውዴሽን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስን ካብ ኩለን ከባታት እታ ሃገር…

ኣብ ክልል ዓፋ ዘሎ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋ ዝርከብ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ኣጠናኺካ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሮ ዝፀንሐ ናይ ሓገዝ ዑደት…

ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩልና ብዝኸኣልናዮ መጠን ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮን መርሃ ግብሪ "መጋቢት ምስ ዲቦራ"ን ኣብ ኣደባባይ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…

ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ። እቲ ማእኸል፥ ብፓዮኒር ዲያግኖስቲክስ ማእኸልን “ረዳት ሄልዝ ኬር” ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውቀ ማሕበርን ብዝተብሃሉ ትካላት ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ። እቲ ማእኸል ነቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ…

ኣብ ሩስያ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ 11 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩስያ ኣብ ጥቓ ከተማ ሞስኮ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 143 በፂሑ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝቖሰሉ እውን ኣገልግሎት ድሕነት ሩስያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ በቲ መጥቃዕቲ…

ኣብ መስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ መስኮ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጅምላ ተኹሲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ዕጡቓት ክሳብ ሐዚ ከምዘይተፈለጡ ተሓቢሩ።…

ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዩኒፎርም ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባ ስቪልን ኣገልግሎት ነበርትን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሪፎርም ዝሰልጠነ፣ ዘበናዊን ስነ ምግባር ዘለዎን ስቪል…