ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ ከምዝበልኡ፥ እቲ ዝተረኸበ እቶት ኣብ'ዚ ዓመት ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ…