ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ገይሩሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንኢቢሲ ከምዝበልዎ፥ መንግስቲ ክሲ 60 ዜጋታት ብምቁራፅ ምሕረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣበ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ክዋፈር ከምዝገደሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝኾነ ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ኣብ ዘዕብዩ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ኬን ሃሪሰን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጀማል…
ስፓርት ባምላክ ተሰማ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ የካቲት 16 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳይና ባምላክ ተሰማ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣፍሪካ ብዳይነት ክመርሕ ኢዩ ተባሂሉ። ባምላክ ተሰማ ጋንታ ቲፒ ማዜምቤ ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ሞሮኮ ራጃ ካዛብላንካ እተተኣናግደሉ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ብዋና ዳይነት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተልዓለ ቫይረስ ኖብል ኮሮና፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ብዙሓት ሃገራት እናተላበደ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኩዌት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፥ እዋኑ ዝሓቶ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ መድረኽ ዘተ ምድላዉ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት ከማልኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ንስርዓት ምዝገባ ዝሕግዙ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ከማልኡ ከምዝግባእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ ምዝገባን ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካ 1162/2011…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። እቶም ሰልፍታት ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ከተማ ኣሶሳ፣ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሮቤን ሞጆን ኢዮም ተሳሊጦም። ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ዘገልገሉ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ /Economist/ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ሕክምና ፀኒሖም ሎሚ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብውልቀ ሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ይግባእ ክብል ቤትምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ትካል ኣይተ ኣሰፋ ገብረስላሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፌደራል መንግስቲ ዝተፈላለያ ትካላት ልምዓት…
ቴክኖሎጂ ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ዘይቐርፅ ዘበናዊ ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ንምልዓል ዘይፈቅድ ዘበናዊ ስማርት ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ። “ቶን ኢ 20” ዝብል ሽም ዝተውሃቦ እቲ ዘበናዊ ስልኪ፥ ቶን ሞባይል ብዝተብሃለ ኩባኒያ ጃፓን ከምዝተምሃዘ ተገሊፁ። አቲ ስልኪ፥ ዓማዊል ብዝኾነ ይኹን መለክዒ…