Fana: At a Speed of Life!

ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ኣውሪዳቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ የመን ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ቁፅሪ ወታደራታ ካብ 15 ሺሕ ናብ 5 ሺሕ ከምዝነከየቶ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ፥ ኣብ የመን ዘሎ ዘይምርግጋዕ ወታደራት ብምውፋር ክፍታሕ ዝኽእል ከምዘይኮነ ገሊፆም። ብመሰረት…

ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ ተዓዋቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ ተዓዋቲ ኮይኑ። ጉጅለ ሙዚቀኛታት ባህሊ ክልል ደቡብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 23 ሕዳር 2012 ዓ.ም ኣብ ኣብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ባህሊ ኣፍሪካ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ስታዲዮም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ግዜ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ክል "ሕገ መንግስታዊ ቃል ኪዳንና ንዘላቒ ሰላም" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታድየም ባሎኒ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ዝተፈላለዩ ዕዱማት ኣጋይሽ፣ኣባላት ሰራዊት…

ወናኒት መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና(Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መቐለ ወናኒት ፋብሪካ ማርያም ሳባ መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ዝኾነት ኢትዮጵያዊት ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና (Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ። ፍረወይኒ ሲ ኤን ኤን ጀጋኑ 2019 ኢሉ ካብ ዝመረፆም 10 ሰባት ቀዳመይቲ…

ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኸ ሳዑዲ ዓረቢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳዑዲ ዓረቢያ ኣሕመድ ኣል ቃጣን ዝምራሕን ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲን ንግዲን እታ ሃገር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኢዩ ትማሊ…