ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ. ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብምትኳር ብብርኪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዋሸንግተን እናተሳለጠ ዝቐነየ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ተዛዚሙ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክዛዘም ዝግበኦ ዝነበረ ድርድር፥ ክሳብ ትማሊ ዓርቢ…