Fana: At a Speed of Life!

በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ኣምሃ መኮንን ሽልማት ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ናይዚ ዓመት ተዓዋቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኢትዮጵያዊ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ኣምሃ መኮንን ናይዚ ዓመት ሽልማት ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ፈረንሳይ-ጀርመን ተዓዋቲ ኮይኖም። ጠበቓ ሕጊ ኣምሃ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እንተይተረፈ ናይ ዜጋታት ሰብኣዊ መሰልን ክብሪን ንኽሕሎ…

ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም። እቶም ኢትዮጵያውሓጎሶም ዝገልፁ፥ ያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝዓረፉሉ ሆቴል ግራንድ…

ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ክንክን ዘድልዮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ኢዩ፤ ተኽሊ ተተኺሉ ክንክን ከምዘድልዮ ሰላም እውን ቅኑዕ ሕልናን ክንክንን የድልዮ” ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ። ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተሳለጠ…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – ሳዑዲ ዓረቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢዝነስ ፎረም ኩባንያታት ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ፎረም ቢዝነስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ከምኡ እውን ልዕሊ 150 ሰብ ሃፍቲ ክልቲአን ሃገራትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሽልማት ኖቬል ሰላም ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኖቬል ሰላም ሽልማቶም ተቐቢሎም። ስነ ስርዓት ሽልማት ኖቬል ሰላም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሽልማት ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…

38 ተሳፈርቲ ዝሓዘት ወተሃደራዊት ነፋሪት ቺሊ ጠፊኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)38 ሰባት ሒዛ ናብ ኣንታርቲካ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ከም ዝጠፈአት ሓይሊ ኣየር ቺለ ገሊፁ። እታ ሲ-130 ዝዓይነታ ነፋሪት፥ ካብ ፑነታ ኣሬና ብኣቆፃፅራ ቺለ ሰዓት 4 : 55 ናይ ምሸት ኢያ ተበጊሳ። ሰዓት 6 : 00 ድሕሪ ቐትሪ ምስ…

ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ወሲኹ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ብ65 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ እንተዓቢ፤ ወሰን ዕድመ ሰብ ድማ ብ14 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ዓመት ክብ ምባሉ ፕግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ናይ ዓመተ 2019 ፀብፃብ ሃፍቲ ልምዓት ሰብ ኢትዮጵያ ሎሚ…

ብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ሓዊ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ከቢድ ጉድኣት ከየብፅሐ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። መንቀሊ እቲ ባርዕ ንምፍላጥ ይፃረ ከምዘሎን መጠን እቲ ሓደጋ ብተሳትፎ ዝተፈላለዩ ኣካላት ክቕንስ ከም ዝኸኣለን እውንውን…

ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ይግባእ – ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ከም ዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ኣተሓሳሲቦም። መበል 14 ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን…

መልእኽቲ ታሕጓስ ዶክተር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከምዝፍለጥ ህዝቢ ትግራይ ንሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰሉ፣ ንመንነቱን ክብረቱን ኣብ ዘካየዶ ተጋድሎ፣ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘርኣየኦ ጅግንነትን ዝፈፀመኦ ቕያን ብቃላት ንምግላፅ ኣዝዩ ዝኸብድ እዩ። ሓፍትና ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ እውን ናይዘን…