ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘመናዊ ዱኽዒ ሓመድ ንምጉዕዓዝ ዘኸእል ምስ ክልተ ዓለም ለኸ ትካላት ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘመናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምስ ክልተ ዓለም ለኸ ትካላት ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ትካል ነቲ ስምምዕነት ዝተፈራረመ ዲ ኤች ኤልን ዳይመንድ ሺፕ ቡከርን ምስ ዝተብሃሉ ክልተ…