Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራእይን ባህጊን ልምዓትን ስልጣነን ክልልና ብምልኡነት ሽትኡ ክወቅዕ ዝኽእል፥ ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ፣ ሞያዊ ክእለት ዝዓጠቐ፣ ልዑል ሰነ ሓሳባዊ ፍልጠትን ድሉብ ተሞኩሮን ዝወነነ ሓይሊ ሰብ ብቐፃሊ ምህናፅ ምስዝከኣል'ዩ። ነዚ ብሄራዊ ራእይ ብግቡእ…

ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ልቓሕን ሓገዝን ዝወሃብ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ኣብ ሰለስተ ዓመት ተግባራዊ ዝግበር ብመልክዕ ልቓሕን ሓገዝን ንኢትዮጵያ ዝወሃብ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ንመፈፀሚ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ሃገር…

ብምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፈረንሳይ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፈረንሳይ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፈረንሳይ ሌተናል ጀነራል በርናርድ ባሬራን ዝመርሕዎም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፈረንሳይ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣባላት ትማሊ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተረኺቦም ሓወልትታት ኣክሱም፣…

ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ምስ ፕሬዚዳንት ትካላት ኮንስትራክሽን ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ትካላት ኮንስትራክሽን ቻይናን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። ኢትዮጵያ ንቐፀልቲ 10 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ክትዓሞ ዝሓዘቶ…

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ጉምሩክ ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ምምሕዳር ጉምሩክ ቻይና ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ስርዓት ዘይሕጋዊ ንግዲ፣ ምቁፅፅር ዝውውር መዐወኒ ሓሽሽ ከምኡ እውን ምዝማን ስርዓት ጉምሩክን ንምልውዋጥ መረዳእታታት ጉምሩክ…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላም ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላም ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ “ንኹልና እትጥዕም ኢትዮጵያ ብሓባር ንፍጠር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኮሚቴ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኦሮሞን ኣምሓራን ዘዳለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዛ…

ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ ሳተላይታ ሎሚ መዓልቲ ናብ ህዋ አሐምቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ ሳተላይታ ሎሚ መዓልቲ 10 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ናብ ህዋ አሐምቢባ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርታ ግዘ ናብ ህዋ ዘሐምበበታ ሳተላይት፥ ምስ ምርምር ጠፈር መንግስቲ ቻይና ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከብ ጣቢያ ናብ…

ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ከም ዘወገደ ኣፍሊጡ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መተሓባበሪ ቁፅፅር ጥዕና ኣይተ ወልደገብርኤል ገብሩ ከም ዝበልዎ፥…

ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘሐምበበታ ሳተላይት ንመናእሰይ ልዑል ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ-ወ/ሮ ያለም ፀጋይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘሐምበበታ ሳተላይት ንመናእሰይ ልዑል ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ወ/ሮ ያለም ፀጋይ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ነዚ ዝበላ፥ መድረኽ ዘተ “ዩዝ ኮኔክት ኢትዮጵያ” ኣብ ሆቴል ስካይ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ መፅሄት ፋይናንሺያል ኣፍሪክ “ሽልማት ሚኒስትር ፋይናንስ እዚ ዓመት” ተዓዊቶም። እቲ መፅሄት ኣብ ፓሪስ ዝሕተም እንትኸውን፥ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣቢጃ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ሚኒስትር ገንዘብ…