Fana: At a Speed of Life!

ትካላት እምነት ክርስትናን እስልምናን  ኣብ ኣቢያተ እምነት ሞጣ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኮኒነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ኣብ ክልል ኣምሓራ ትካላት እምነት ሞጣ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ኮኒነን። እተን ትካላት እምነት፥ ኣብ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስትያንን መስጊዳት ምቅፃሎም…

ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ይኹንን – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ከምዝኹንኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ምሸት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስታያንን መስጊዳትን…

ካርሎ አንቸሎቲ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤቨርተን ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤቨርተን ንኣልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒኣ ብምግባር ከምዝሾመት ኣፍሊጣ። ኤቨርተን ብኩንትራት 4 ዓመትን መንፈቕን ንጣልያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒ እታ ጋንታ ብምግባር ከምዝቖፀረቶም ገሊፃ። ኣብ…

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ኣቐዲሞም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ዘድሃበ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሣለጥ ኣሎ። ህይወት ሓረስቶትን…

ትራምፕ ወታደራዊ ‘ሓይሊ ህዋ’ ኣሜሪካ ብዕሊ ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ወታደራዊ ‘ሓይሊ ህዋ’ ኣሜሪካ ትማሊ ዕለት ብዕሊ ከፊቶም። ልዑል ረብሓ ኣለዎ ዝበሉዎ እቲ ሓይሊ ህዋ፥ ኣብ ጥቓ ዋሸንግተን ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኢዮም ከፊቶምዎ። እቲ ሓይሊ ህዋ “ሓዱሽ ስርዓት ውግእ…

ኣብዚ ዓመት ኣብ ሊቢያ ብውሑዱ 284 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍቢሲ)ኣብ ዓመተ 2019  ኣብ ሊቢያ ብውሑዱ 284 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ ኣብ ሊብያ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል እናተበኣኣሰ ምዃኑ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቓል ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ 500 ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃቦም ኮሚሽን ኢቨስትመንት ክልል ትግራይ ገሊፁ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ዳኒኤል መኮነን ከምዝበልዎ፥ እቶም ሰብ ሃፍቲ…

ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለስተኣዊ ዘተ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ግብፂን ሱዳንን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለስተኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝተራኸቡ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት፥ ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳ ማይ  እቲ ግድብ ኣድሂቦም ከምዝዛተዩ ተገሊፁ። እቲ ዘተ…

ደም ብዘይምፍሳስ ዴሞከራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ቀ/ይ ሚ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኮሚቴ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዘሰናድኡዎ ኮንፈረንስ ሰላም ተረኺቦም መደረ አስሚዖም። ኣብ ዘረበኦም ድማ፥ ከምዙይ ዓይነት መድረኻት ንኽሰናድኡ ሓገዝ ንዝገበሩ…

መርሃ ግብሪ ኣከባብራ መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣመልኪቱ ዝተወሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣከባብራ ፅምብል መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት አመልኪቱ መግለፂ ተዋሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ብሄራዊን ደርባውን ወፅዓ ኣይቅበልን ኢሉ ህዝባዊ ዕላማ…