Fana: At a Speed of Life!

ስርናይ ካብ ወፃኢ ዓዲ ነዘይምእታው ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ስርናይ ንምቕራይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ልዕሊ 14 ሺሕ ሄክታር ስርናይ ቆላ ብመስኖ እናለምዐ ምዃኑ ተዛሪቦም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ…

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቅትለት ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኢድ ኣለዎም ዝበለቶም ሰባት ብሞት ክቕፅዑ በዪና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቅትለት ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኢድ ኣለዎም ዝበለቶም ሓሙሽተ ሰባት ብሞት ክቕፅዑ በዪና። ጀማል ካሾጊ ንመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ዝነቅፍ ዝነበረ ጋዜጤኛ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቱርኪ ናብ ዝርከብ ቆንስል ስዑዲ ጉዳዩ ከሳልጥ…

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናይ መጠቓለሊ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ሲኒማ ሮማ ኣቕሪቡ። ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ኣምባሳደር ዘመዴ ተኽለ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…

“ቱር ሓድነት ትግራይ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)“ቱር ሓድነት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 12 ክሳብ 26 ታሕሳስ ዝካየድ ውድድር ኮርሶ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ። ብኽሊቲኡ ፆታ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ 6 ኪሎ ሜትሮ…

ኣይኤስ ሓይሉ ዳግማይ ኣብ ዒራቕ የደልድል ከም ዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ሓይሊ ኣይኤስ (ዳዕሽ) ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዒራቕ ዝነበሮ ግዝኣታት ድሕሪ ምኽሳሩ ሓይሉ ዳግማይ ይደላደል ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ኩርዳውያንን ኣብ ምዕራብ ዒራቕ ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፥ ዝተራቕቐ ስርሒታትን መጥቃዕታትን ኣይኤስ ይውስኽ ከም ዘሎ…

ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ማይ እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ፍቓዱ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕፀረት መስተ ማይ…

ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…

ብእምነት ይኹን ብሄር ኣፈላላይ መሰረት ብምግባር ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ተቐባልነት የብሎምን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ እምነት ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ከምዝኹንና ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ሃገር ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ትማሊ ዕለት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።…

ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላምን ሓድነትን ኢዩ-ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላም፣ ምክእኣልን ሓድነትን ኢዩ ክብላ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ገሊፀን። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ፌዴራሊዝምን ህንፀት ሃገርን ዘድሃበ…

ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ…