Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነትን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ህንፀት ፌዴራልን ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 7ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ዘሳለጠ እንትኸውን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት…

ኣብ ብሩንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ህይወት 15 ሰባት ክምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ብሩንዲ ቡጅምብራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ብውሑዱ 15 ሰባት ህይወቶም ክምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቀዳምን ሰምበትን ዝወቕዐ ሓያል ማይ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ብውሕዱ ህይወት 15 ሰባት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ 30 ሰባት…

ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ምስ ፋና ብሮድካሰቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ምስ…

ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ተዛዚሙ – ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ምዝዘዛሙ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ዴኒስ ሙይለንበርግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም። እቲ ስጉምቲ ነቲ ኩባንያ ዝሐሸ ዓርሰ-እምነት ንክፈጥር ክሕግዞ እዩ ተባሂሉ። ግዚያዊ ኣቦ -መንበር እቲ ኩባንያ ኮይኖም ዝፀንሑ ዴቪድ ካልሁን፥ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 13…

ትግራይ ንቅድሚት ንክትስጉም ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ-ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ትግራይ ንቅድሚት ክትስጉም ትኽእል ኩሉ ናይ ቀደም እናደገምና እናደጋገምና ብምስራሕና ዘይኮነስ፣ ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ ክብሉ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን…

ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት መገዲ ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ትካላት ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት ዝርገሐ መገዲ ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ምድሪ ባቡርን ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምስምዕማዕ ብመንግስቲ ዕልባት ረኺቡ። 390 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…

ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ከምዝረኸቡ ተገሊፁ። እታ ፕላኔት “ወንግሹ” ን “ዢሂ”ን ዝብል ሽም ዝተውሃባ እንትኸውን፥ “ወንግሹ”ን “ዢሂ”ን ማለት ድማ ፀሓይ ኣምላኽ ወይ ወርሒ ከዓ ኣምላኽ ማለት ኢዩ።…

ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና። ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ  ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ 13፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ካብቲ ዩኒቨርሲት ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣነስትዮ ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…