Fana: At a Speed of Life!

“ሜሪ ክሪስትማስ” እናበለ ካብ ባንኪ ሰሪቑ ንሰብ ክዕድል ዝወዓለ ሰራቒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ፃዕዳ ጭሕሚ ዘር ዘበለ ሰብኣይ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ካብ ባንኪ ንዝሰረቖ ገንዘብ ኣብ ፅርግያ ወፂኡ ብውዕዉዕ ስምዒት ንሓለፍቲ መገዲ “ርሑስ በዓል ልደት ” እናበለ ሰልዲ ክዕድል ከም ዝውዓለ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። ሰብ መዚ ፖሊስ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲኤንኤን እዚ ዓመት ብምዃና ዝተሰመዐን ሓጎስ ገሊፀናላ።…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት…

ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናገበረ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣባል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብዙወርቅ ከተተ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን…

ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ተግባራዊ እናገበረቶ እትርከብ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣድህቦ ካብ ዝሃበትሎም ጉዳያት ሓደ፥ ኣባል ሃገር ትካል…

ኣብ ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ልዕሊ 22 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ተሓቚፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ልዕሊ 22 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ከምዝተሓቖፉ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ስርዓት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ፥ ኣብ ከተማን ገፀርን ስሩዕ ዘይኮነ ዓውዲ ቑጠባ ተዋፊሮም ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ትእምት ንዝተፈላለዩ ማሕበራት ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ንዝነጥፉ ማሕበራትን ትካላትን ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪባ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ…

ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፌዴሪኢ ገለፁ። ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዙርያ ማሕለኻታት ንግዲ ወፃኢን መፍትሒኦምን ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝምልከቶም መንግስታዊን…

ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ዙር ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ምዝዛሙ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ…

ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ምስ ኩባኒያ ቻይና ሲሲ.ኢ.ሲሲ (CCECC) ስምምዕነት ህንፀት ፓርክ ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ኣሕመድ ቡህን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ሲሲ.ኢ.ሲሲ ጉዎ ቾንግፌንግን…